ኣፍካ ከፊትካ ታሪኽካ ምንጋር ዘለዎ ጥቕሚ

ኩልና ንምስካሙ ዘጸግም ከቢድ ተመክሮ ሓሊፍና ወይውን ንሓልፍ ኣለና። ‘ቲ ተመክሮ ኸኣ ኣብ ስነ-ኣእምሮና ኰነ ስምዒትና ዝገድፎ ኣሰር፡ ስምብራት፡ ኣለዎ። እዚ ከኣ “ቱራማ” ይበሃል። ኣብ ባህርይና፡ ስምዒትና፡ ስነ-ኣእምሮና ዘለዎ ሳዕቤን …

ስምዒታዊ ጽንዓት

ልና ንምዝራቡ ዘሸግር ኩነታት ንሓልፍ ኢና። ንምእላዩን ንምስካሙን ዘለና ዓቕሚ ግና ይፈላለዩ። ክልተ ሰባት ሓደ ዝዓይነቱ ፈተና ሓሊፎም፡ ንዝገጠሞም ጎባጢ ዝዀነ ብድሆ ዝህብዎ ምላሽ ይፈላለዩ። ሓደ እዋን ሓደ ጎበዝ ስፖርት …

ስምዒታዊ ዶብ ኣብ ዝምድና

ላዊ ዶባታት ምግባር፡ ጥዕና ዘለዎ ርክብ ኣብ ምምስራት፡ ጥዑይ ዝዀነ ርእሰ ጠመተ ኣብ ምህላው፡ ጭንቀትን ቅዛነትን ኣብ ምጉዳል ዓቢ ተራ ይጻወት። ንጹር ዶብ ምግባር፡ ኣብ መንጎ ንስኻን ንስኻ ዘይኰንካዮን ብምፍላይ፡ …

ስምዒታዊ ጭውያ:- ስምዒታዊ ታህዲድ ክንፈልጠሉ ንኽእል መገድታት

ስ ዓርኻ ብዝዀነ ምኽንያት ኣይተሰማማዕካን ንበል። ስለ ዘሕረቐካን ዘጉሃየካን ከኣ፡ ዝገበረካ ብምንጋር፡ በይንኻ ክትከውን ከም እትደሊ፡ ንገለ ጊዜያት ክትርእዮ ከም ዘይትደሊ ምቅልል ኢልካ ክትነገሮ ትፍትን። ክሳዕ ተፍልጦ ከኣ ናብ ገዛኻ …

ሽዱሽተ ባህርያት “ተባዓት” ሰባት

“በቲ ዝፈርሃሉ ጊዜ ኣባኻ እውከል”  ዋጋ ስለ ዘኽፍለካ ክትሃድመሉ ዝግብኣካ ክነሱ፡ ካብ ርእስኻ ዝዓቢ ዕላማ ንምጭባጥ ናብኡ ገጽካ ክትግስግስ ከለኻ’ዩ። ትብዓት – ዘኽፍለካ ዋጋ ብዘየገድስ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኩነታት ‘ቲ …

ስነ ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ማህሰይቲ (Trauma)

ሓደ ሰብኣይ ካብ የሩሳሌም ናብ ያሪኮ ኺወርድ ከሎ፡ ኣብ ኢድ ከተርቲ ወደቐ። ገፈፍዎን ከትከትዎን፡ ዳርጋ ምዉት ገይሮም ከኣ ገዲፎምዎ ኸዱ። ሉቃ10:30  ኣብ ዓለምና ዝረአን ዝስማዕን ግፍዒ፡ ጭካነ፡ ክፍኣት፡ ታእላው የብሉን። …

ንሓዉ ኣጆኻ በለ

ኢሰ 41:6 ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ደገፈ፡ ንሓው ኸኣ፡ ኣጆኻ፡ በለ። ምሳ 27:17 ሓጺን ንሓጺን ይስሕሎ፡ ከምኡ ኸኣ ሰብ ንገጽ ብጻዩ ይስሕሎ። “ምትብባዕ” ብቋንቋ ግሪኽ እንታይ ምኻኑ ትፈልጥዎ’ዶ፧ “ፓራካሎያ” (parakaleo) ይበሃል። እዚ …

ንብጻይካ ኣብ ድኻሙን ብድኻሙን ኣይተጥቅዓዮ

ምሳሌ 3:29 “ንብጻይካ፡ ኣሚኑካ ምሳኻ ኺነብር ከሎ፡ ኣይትተናዀለሉ።” “ኣይትተናዀለሉ” ማለት ሕማቅ ነገር ኣይትምሃዘሉ። ረሲእነት ኣማሌቅ መጽሓፍ ቅዱስ እንተነቢብና ብዙሕ ሕቶ ዝፈጥር ታሪኽ ንረክብ ኢና። ሓደ ካብኡ ኸኣ ታሪኽ ኣማልቃውያን’ዩ። እ/ሔር ስለ …

ሓደ ሓደ ጊዜ ስቕ ምባል ጥበብ‘ዩ

ብሓው ሮቤል ነጸረኣብ ሓደ ሓደ ጊዜ ግና፣ ኹነታት እቶም ሰባት ብዕምቈት ስኣን ምፍላጥናን ምግንዛብናን፣ በቃ ዝመስለና ኣፍና ዝሃበና ምዝራብ፣ ርእይቶታት ምሃብ ንህወኽ እሞ፣ ነቶም ኣሕዋትና ቁስሎም ኣብ ክንዲ ምፍዋስ፣ ንዝተጎድኤ …

መንፈሳዊ ዓመጽ

“መንፈሳዊ ዓመጽ” ዝብል ናብ ሓሳበይ ዝመጸ፡ ሓደ መምህር ንእግሩ መገዱ ጥቅስ ኣቢልዋ ክሓልፍ ምስ ሰማዕክዎ’ዩ። ብዙሕ ጊዜ ኣካላዊ፡ ጾታዊ፡ ስምዒታዊ ዓመጽ ክበሃል ንኣእዛነይ ልሙድ’ዩ። መንፈሳዊ ዓመጽ ይህሉ ኢለ ግና ሓሲበ …