ስ ዓርኻ ብዝዀነ ምኽንያት ኣይተሰማማዕካን ንበል። ስለ ዘሕረቐካን ዘጉሃየካን ከኣ፡ ዝገበረካ ብምንጋር፡ በይንኻ ክትከውን ከም እትደሊ፡ ንገለ ጊዜያት ክትርእዮ ከም ዘይትደሊ ምቅልል ኢልካ ክትነገሮ ትፍትን። ክሳዕ ተፍልጦ ከኣ ናብ ገዛኻ …
ሽዱሽተ ባህርያት “ተባዓት” ሰባት
“በቲ ዝፈርሃሉ ጊዜ ኣባኻ እውከል” ዋጋ ስለ ዘኽፍለካ ክትሃድመሉ ዝግብኣካ ክነሱ፡ ካብ ርእስኻ ዝዓቢ ዕላማ ንምጭባጥ ናብኡ ገጽካ ክትግስግስ ከለኻ’ዩ። ትብዓት – ዘኽፍለካ ዋጋ ብዘየገድስ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኩነታት ‘ቲ …
ስነ ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ማህሰይቲ (Trauma)
ሓደ ሰብኣይ ካብ የሩሳሌም ናብ ያሪኮ ኺወርድ ከሎ፡ ኣብ ኢድ ከተርቲ ወደቐ። ገፈፍዎን ከትከትዎን፡ ዳርጋ ምዉት ገይሮም ከኣ ገዲፎምዎ ኸዱ። ሉቃ10:30 ኣብ ዓለምና ዝረአን ዝስማዕን ግፍዒ፡ ጭካነ፡ ክፍኣት፡ ታእላው የብሉን። …
ንሓዉ ኣጆኻ በለ
ኢሰ 41:6 ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ደገፈ፡ ንሓው ኸኣ፡ ኣጆኻ፡ በለ። ምሳ 27:17 ሓጺን ንሓጺን ይስሕሎ፡ ከምኡ ኸኣ ሰብ ንገጽ ብጻዩ ይስሕሎ። “ምትብባዕ” ብቋንቋ ግሪኽ እንታይ ምኻኑ ትፈልጥዎ’ዶ፧ “ፓራካሎያ” (parakaleo) ይበሃል። እዚ …
ንብጻይካ ኣብ ድኻሙን ብድኻሙን ኣይተጥቅዓዮ
ምሳሌ 3:29 “ንብጻይካ፡ ኣሚኑካ ምሳኻ ኺነብር ከሎ፡ ኣይትተናዀለሉ።” “ኣይትተናዀለሉ” ማለት ሕማቅ ነገር ኣይትምሃዘሉ። ረሲእነት ኣማሌቅ መጽሓፍ ቅዱስ እንተነቢብና ብዙሕ ሕቶ ዝፈጥር ታሪኽ ንረክብ ኢና። ሓደ ካብኡ ኸኣ ታሪኽ ኣማልቃውያን’ዩ። እ/ሔር ስለ …
ሓደ ሓደ ጊዜ ስቕ ምባል ጥበብ‘ዩ
ብሓው ሮቤል ነጸረኣብ ሓደ ሓደ ጊዜ ግና፣ ኹነታት እቶም ሰባት ብዕምቈት ስኣን ምፍላጥናን ምግንዛብናን፣ በቃ ዝመስለና ኣፍና ዝሃበና ምዝራብ፣ ርእይቶታት ምሃብ ንህወኽ እሞ፣ ነቶም ኣሕዋትና ቁስሎም ኣብ ክንዲ ምፍዋስ፣ ንዝተጎድኤ …
ካብ ስምዒታዊ ቃንዛ ንምሕዋይ ዝሕግዘና ምኽሪ
“…ዝኸብደናን ዝጠብቀናን ኣርሒቅና፡ በቲ ዝተሓንጸጸልና መቀዳደሚ ብትዕግስቲ ንጉየ” ህይወትና ምስ ርክብ፡ ዝምድና፡ ዝተኣሳሰረ’ዩ። ኩልና ጥዕና ዘለዎ ዝምድና ክንሃንጽ ጽምኣትና ጥልቂ’ዩ። እቲ ሓቂ እዚ ስለ ዝዀነ ኸኣ; ከም ንጽገትን ብሕታውነት ጌሩ …
8ተ ምልክታት “ተቆጻጸርቲ ስምዒት”
ጥዕና ዘለዎ ዝምድና፡ ኣብ ምትእምማንን ሓባራዊ ምክብባርን ውሕስነት ዝተሰረተ’ዩ። ነፍሲ ወከፍ ዋጋ ከም ዘለዎ፡ ብዘይ ቅድመ ኩነት ቅቡል ምኻኑን ክስምዖ ኣለዎ። ድሕረ ባይታኡ ብዘየገድስ፡ ህይወቱ ከርኢ ውሕስነትን ትብዓትን ክህልዎ መምዘኒ’ዩ። …
ኣብ ሓይሊ “ይቅሬታ” ዝርከብ ምንጋፍን ምሕዋይን
ሰብ ኣብ ጉዕዞ ህይወቱ ብብዙሕ ኣሉታውን ኣውንታውን ተመኩሮታት ይሓልፍ። ኣሉታዊ ተመኩሮታት ኣብ ህይወቱ ዝገድፎ ስምብራትን ኣሰርን ድማ ብዙሕ’ዩ። ንቅድሚት ገጹ ከይስጉም፡ ሕሩፍ ተመክርኡ ማሕለኻ ዝዀነ ብዙሕ ሰብ ኣሎ። ብሓቂ ናብ …